ዕላማ እዚ መደብ ስልጠና መዛኑ ኣማኸርቲ፡ ነቲ ምሳናን ኣባናን ዘሎ ጸጋታት ተጠቂምና፡ ነቶም ኣብ ጎድንና ዘለዉ ግናኸ በብዓይነቱ ሽግር ኣጋጢምዎም ዚርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን እንሕግዘሉ “ናውቲ ሓገዝ” ንምዕጣቕ እዩ። ስለዚ ድማ ኩላትና፡ ኣብ ዝሃለናዮ ኩነት ንሃሉ ገለ እነበርክቶን ገለ እንመሃሮን ነገር ክህልወና ብግዲ እዩ። እዚ ዓውዲ ድማ ንተሞክሮታትና እንካፈለሉ ባይታ ክኾነልና ንትስፎ።

Course
ስልጠና መዛኑ ኣማኸርቲ
0 out of 19 steps completed0%